መደብ ዜናን ዌቢናራትን
እዋናዊ ሓበሬታታት ፕሮግራም WA Cares Fund፡ ምልክታታትን ዝርዝር ናይ ዝመጽእ ዌቢናራትን ረኸቡ። ምሉእ ወርሓዊ ተኸታታሊ ዌቢናርና ርአ ።
ኣብ ዝመጽእ ዌቢናር
ብዛዕባ ናይ ነዊሕ ግዜ ክንክን እንታይ የጠቓልል፣ ናይ ክንክን ሓላፍነት ንስድራቤታትን ናይ ስራሕ ቦታን ብኸመይ ይጸልዎም፣ መን ኣብቲ ፈንድ ኣበርክቶ ይገብር፣ ነጻነት ብኸመይ ይሰርሕ፣ ሰራሕተኛታት ብኸመይ ናይ ኣበርክቶ ረቛሒታት ከምዘማልኡ (ንናይ ቀረባ ጡረተኛታት ዝኸውን መንገዲ ሓዊሱ)ን ካልእን ዝያዳ ንምፍላጥ ተጸንበሩና።
ተሳተፍቲ ፓነል፤
ክሪስተን ማኪ፡ ኣካያዲት ፕሮግራም ርክብ ማሕበረሰብን ምብጻሕን WA Cares Fund
ክሪስተን ማኪ፡ ኣካያዲት ፕሮግራም ርክብ ማሕበረሰብን ምብጻሕን WA Cares Fund